Saturday , May 18 2024
Foto: Fredrik Sandberg / TT kod 10080

ፕረሲደንት ቆንስል ኣውሮጳዊ ሕብረት ምስ ማግዳሌና ኣንደርሾን ተራኺቡ።

ፕረሲደንት ቆንስል ኣውሮፓዊ ሕብረት ቻርለስ ሚሸል፡ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን ኣብ ስቶክሆልም ብሓባር ኣብ ዘካየድዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ዘካይዶ ዋዕላኡ፡ ኣብ ነዳዲ ዘይቲ ሩስያ እገዳ ክጽዕን እዩ ዝብል ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ’ሎ። “እዚ ብዙሕ ልዝብን ጻዕርን ዘድልዮ ጒዳይ እዩ፡ ሓቢርና ንምቕጻል ብዙሕ ጻዕሪ ኢና ነካይድ ዘሎና” ኢሉ። ቀ/ሚ ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ብወገና፡ መንግስታ ን ቆንስል ኣውሮፓዊ ሕብረት ከም ዝድግፍን ኣብ ልዕሊ ሩስያ ተወሳኺ
እገዳታት ክጸዓን ከም እትደሊን ገሊጻ’ላ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com