Tuesday , March 19 2024

ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ዜናታት፣-

1. ዉሳነ መንግስቲ ሽወደን ብዛዕባ እቶም ካብ ኣባላት ዳዕሽ ዝተወልዱ ሕጻናት ኣብ ቀረባ ክዋሃብ እዩ።

2. ሩስያን ሽወደንን ብላዕለዋይ ጽፍሒ መሪሕነት ቀጥታዊ ዝርርብ ኣካይደን።

3. ሃገራት ማልታን ኢጣልያን ስደተኛታት ንዝጻዓነት መርከብ ምቕባል ኣብየን።

መደባትናን ብሰፊሕ ሓበሬታን ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com