Saturday , April 27 2024
Alberto Saiz//TT

ክለባት ኢንግሊዝ ንውድድር ዋንጫ ኤውሮጳ ይብሕትኦ!!

ሎሚ ምሸት ውድድር ኤውሮጳ ሊግ ቀጺሉ ኣምዘምሰየሉ ኢንግሊዛውያ ክለባት ኣርሰናል ቸልስን ንመጋጥምተ ብምስዓር ነቲ ኣብ ሃገረ ኣዘርባጃን ዝካየድ ናይ ፍጻሜ ውድድር ብምሕላፍ ዓብላልነት ኢንግሊዛውያን ክለባት ኣብ ኩሉ ውድድራት ኤውሮጳ ክብ ኣብሌንኦ።

በዚ መሰረት ኩዕሶ እግሪ ናብ መበቆል ሃገሩ ተመሊሱ ክብላ ማእከናት ዜና እካ እንተገለጻ ኩለን ክለባት ኣሰልጠንተን  ወጻእተኛ ብሙኻኖም ግን ሓቅነተ የብሉን ክብሉ ይገልጽዎ ኣለዉ።  ክለብ ኣርሰናል ናብ ቫለንስያ ብምጋሽ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ ኣቡሙያን 3 ሸቶታት ብምምዝጋብ ደሚቁ ኣብ ዘምስየሉ ብ ዓብላለነት 4ብ2 ብድምር ውጺኢት 7ብ3 ብምርታዕ ናብ ግጥም ፈጻሜ ክተሰግር ከላ ጋል ከተምኣ ዝኾነ ክለብ ቸልሲ  120 ደቒቕ ኣብ ዝወሰድ ግጥም 1ብ1 ድሕሪ ምፍላላይ ብፍጹም ቅላዕ ብድምር 5ብ3 ኣብ ልዕሊ ጀርመናዊት ክለብ ፍራንክፈር ብምስዓር  ኣብ ግንቦት 29 ኣብ ሃገር ኣዘርባጃን  ባኩ ኦሎምፒክ ስታድዮም ዝግበር መዛዘሚ ግጠም ሰግረን ይርከባ። ምስተን ኣብ ጽሉል ምሸት ርብዒ ፍጻሜ ዝሳዓራ ክለብ ቶተንሃምን ሊቨርፑል ሓዊስካ ድሮ ኢንግሊዛ ወናኒት ኩል ዋንጫ ክትከውን ከላ ብመን ይውነና ግን ኣብ ዝተፈን 90 ደቓይቕ ክውሰን እይ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com