Saturday , May 18 2024

ስፖርት

ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ሕጹይ ወርቃዊ መእንሰይ Golden Boy ተጻዋትይ ኤውሮጳ 2019 ኮይኑ።

ድሕሪ ብመልክዕ ልቓሕ ካብ ጀርመናዊት ክለብ ደርትሞንድ ናብ ሆላንዳዊት ክለብ ዊልያም ካልኣይ ብምስግጋር ዕውት ግዜ ዘሕለፋ ኣሌክሳንደር ኢሳቅ፣ እንሆ ሕጂ ድማ ዓመታዊ ብ ኢጣልያዊት መጋዘን ቱቶ ስፖርት እንዳተዳለወ ንቡሉጻት መንእሰያት ማለት Golden Boy 2019 ዝዋሃብ ሸልማት ምስቶም ብሉጻት ናይ 2019 ገይራ ን ኣለክሳንደር ሓጽያቶ። እዚ ኣብዚ እዋን ምስ ስጳኛዊት ክለብ ረያል ሶሰይዳ ተሓቒፉ ዝጻወት ዘሎ ኣለክሳንደር ምስ ክለቡ ነበር ዊልያም …

Read More »

ዕጫ ካራባኦ ካፕ ኢንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኣርሰናል ቸልሲ ምስ ዩናይትድ የራኽብ!!

ትማሊ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ሳልሳይ ዙርያ ግጥማት ኣብዘምሰየሉ  ቸልሲ ንግሪምስባይ ኣብ ሜዳ ስታንፎርድ ብሪጅ ዓዲማ ብገፊሕ 7 ብ 1  ክትዕወት ከላ ማንዩናይትድ ኣብ ሜዳ ኦልትራፎርድ ንሮችዳል ዓዲማ ብፈጹም ቕላዕ 5 ብ 3 ብምዕዋት ናብ ራብዓይ ዙርያ ሓሊፋ። ብዘይካዚ ሊቨርፑል ንኤምከይ ዶንስ 2 ብ 0፡ ኦክፎርድ ዩናይትድ ን ዌስትሃም ዩናይትድ 4 ብ 0፡ ሳንደርላንድ ን ሸፊልድ ዩናይትድ 1 ብ 0 …

Read More »

መሲ ዝበለጸ ተጻዋታይ ክሎቭ ዝበለጸ ኣሰልጣኒ ፊፋ ተባሂሎም።

ብውልቁን ምስ ጋንቱኡን ጽቡቅ ናይ ጸወታ ዓመት ዘሕለፈ ሜሲ ንመወዳድርቱ በሊጹ ብሉጽ ተጻዋታይ ፊፋ ተባሂሉ ተሸሊሙ።ሜሲ ኣብ`ዚ ዓመት ምስ ጋንቱ ተዓዋቲ ላሊጋ ክከውን ከሎ። ብውልቁ ጽቡቅ ብቅዓት ከም ዝርእየ ይዝከር። ብዘይካዚ አሰልጧኒ ሊቨርፑል የርገን ክሎፕ ዝበለጸ አሰልጣኒ ዝብል ክብሪ ረኪቡ ። ካል`እ ሐላው ልዳት ሊቨርፑል አልሲኖ ዝበለጸ ሐላዊ ልዳት ፊፋ ዝብል ሽልማት ካብ ጋል ሃገሩ ማርታ ተረኪቡ። ሓላው ልዳት ክለብ …

Read More »

ሎሚ ምሸት ሽልማት ብሉጽ ተጻዋትንይ ኣሰልጠንትን ዓለም ፊፋ ክምረጹ እዩም!!

እዚ ኣብ ሃገረ ኢጣልያ ከተማ ሚላኖ ዝካየድ ስነስርዓት፡ እቶም ኣብ ሽልማት ብሉጽ ተጻዋታይ ኤውሮጳ ንመዛዘሚ ዝቐረቡ፡ ዕዉት ቫንዳይች፡ ሮናልዶን ሜስን ኢዮም ክወዳደሩላ። ስለዚ ቫንዳይች? ሜሲ? ወይስ ሮናልዶ? ሆላንዳዊ ተኸላኻላይ ሊቨርፑል ቨርጅል ቫንዳይች ድሕሪ’ቲ ኣብ ሽልማት ብሉጽ ኤውሮጳ ብ305 ድምጺ ዕዉት ብምዃን ንሜሲ (207)፡ ሮናልዶ (74) ድምጺ ብምርካብ ዝተዓወተሉ፣ ነዚ ናይ ፊፋ ሽልማት ውን ብቀዳማይ ደረጃ ክዕወተሉ ትጽቢት ዝግበረሉ ተጻዋታይ ኢዩ። …

Read More »

ውድድራት ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮፓ ሎሚ ምሽት ክጅምር እዩ።

ውድድራ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮፓ 2019/20 ሎሚ ምሸት ብዝካየድ ሸሞንተ ውድድራት ብወግዒ ክጅመር እዩ። ካብ ናይ ሎሚ ምሸት ዝካየድ ተሃራፊ ግጥማት ፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ን ነይማር ብመቕጻዕቲ፣ ን ሚባፐን ካቫንን ብ መጉዳእቲ ከሲራቶም ብምህላዋን ብ ኣርጀንቲናውያን ዲ ማርያን ኢካርድን ዝቕለስ መስመር መጥቃዕታ እንታይ ውጽኢት ሒዛ ካብ ማድሪድ ትምለስ ትጽቢት ቡዙሓት ኮይኑ ርያል ማድርድ ብወገና ካብ ናይ ዓሚ ብ ክለብ ኣያክስ ዝወረዳ ስዕረት …

Read More »

ግጥም መጻረዪ ዋንጫ ኤውሮፓ ሽወደን ምስ ነርወይ ብናይ ሓባር ውጺኢት ተዛዚሙ።

ናብ ውድድር ዋንጫ ኤውሮፓ 2020 ንምሕላፍ ኣብ ሞንጎ ሽወደንን ነርወይን ኣብ ሜዳ ፍሬንድ ኣሬና ስቶኮልም ዝተኻየደ ውድድር ብናይ ሓባር ውጺኢት 1ብ1 ተፈላልየን። ነርወይ ካብ ጌጋ ተኸላኸልቲ ሽወደን ዝረኸበታ ኩዑሶ ብመንገዲ ሓለቃ ጋንትኣ ስተፋን ጆሃንሰን ኣብ ምውዳእ ናይ ቀዳማይ እብረ ኣብ መበል 45 ደቒቕ እካ መሪሓ ተነበረት ድሒራ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ብመንገዲ ኢመል ፎርሽበርግ ኣብ መበል 60 ደቒቕ እያ ክተመዓራረ ኪኢላ። …

Read More »

ግጥም መጻረዪ ዋንጫ ኤውሮጳ 2020 ሽወደን ምስ ነርወይ ጽባሕ ሰንበት፣ ኣለክሳንደርዶ ወይስ ሮበን ምስ ቀዳሞት ይስልፉ!!

ኣብ ምድብ 6 ተደላዲላ ን ሃገራዊት ጋንታ ነርወይ ብ ክልተ ነጥቢ በሊጻ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስጳንያ ብ 5 ነጥቢ ሪሒቓ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትርከብ ሃገርዊት ጋንታ ሽወደን ጽባሕ ሰንበት ን ውሕስነታ ዘረጋግጽ ኣብ ሜድኣ ን ሃገራዊት ጋንታ ነርወይ ከተእንግዳ እያ። ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ኣብ መሳርዓ ን ኤርትራዊ መቦቀል ዘለዎ ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ጸንቢራ ካብ ዘካየደቶ 5 ግጥማት ሓንሳብ ክትሰዓር ከላ ሓንቲ …

Read More »

ኣለክሳንደር ኢሳቅ ክልተ ሸቶታት ኣብ ዘመዝገበሉ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ገፊሕ ዓወት ኣመዝጊባ!!

ሃገራዊት ጋንታታት ሽወደን ናብ ደሴታት ፋራኦስ ገይሻ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ ካብ መጀመርያ ምስ ቀዳሞት 11 ዝተሰለፈ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ኣብ መበል 12ን 15 ደቒቕ ኣከታቲሉ ክልተ ሸቶታት ብብዝጋብ ጋንትኡ ሽወደን 4 ብ 0  ንክዕወት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ገይሩ። ኣብዚ ምድብ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ምስ ሃገራውያን ጋንታታት ስጳኛ፣ ነርወይ፣ ሩማንያን ማልታን ዝተመደበት ኮይና  በዚ ናይ ሎሚ ዓወት ተሓጊዛ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ካብ ምድብ …

Read More »

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ሎሚ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ካብ መጀመርያ ከምዝስለፍ ተሓቢሩ!!

ኣብ ምድብ ሽወዓተ ዝተዳላደለት ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ሎሚ ሰዓት ካብ 20: 45 ብ ኣቖጻጽራ ሽወደን ናብ ደሴታት ፈርኦስ ተጋዒዛ ኣብ ትገብሮ ጸወታ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት 11 ተስለፍቲ ሙዃኑ ኣሰልጣኒ እዛ ኣገራዊት ጋንታ ያነ ኣንደርሰን ገሊጹ። እዚ ኣሰልጣኒ ካብ ቡዙሓት ጋዜጠኛታትን ተንተንቲ ሰፖርት ን ኣለክሳንደር ኢሳቅ ኣብ ጹቡቕ ቑመና ክንሱ እኩል ናይ ምስላፍ ግዜ ብ ዘይምሃቡ ክወቕስዎ ከምዝጸንሕዎ ይዝከር። …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ሜድኣ 2 ብ 1 ስዕረት የእንጊዳ!!

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ እግሪ ንመጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022 ቀጠር፡ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ ኣብ ሜድኣ ብናሚብያ 2ብ1 ተሳዒራ። ንዕረፍቲ ብዘይ ሸቶ 0ብ0 ዘምርሐ’ዚ ጸወታ፡ ድሕሪ ዕረፍቲ 3 ሸቶታት ዝተራእዮ ኮይኑ፡ ተኸላኸልቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናብ ገዛእ ልዳቶም ምስ ዘመዝገብዋ ሸቶ ሓዊስካ፡ ናሚብያ ናብ ዝቕጽል ጸወታ ከሕልፋ ዝኽእል ኣድማዒ ዓወት ሒዛ ወጺኣ። ካብ ደገ ዝመደበሮም 14 ተጻወቲ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com