Sunday , May 19 2024

Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 01 ሚያዚያ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡

1. መንግስቲ ሽወደን ሓድሽ ናይ ምንቅስቕሳትን ምእካብን ዝምልከት መምርሕን ምኽርን ኣዉጺኡ።

2. ሃገራዊ ቁጠባ ሽወደን ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ኣዋርሕ ከቢድ ፈተነ ከጋጥሞ እዩ ተባሂሉ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com