Saturday , May 18 2024

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 01 11 2019

ገለ ካብ ካብ ናይ ሎሚ ዜና፣-

1. መጻኢ ዕማማት ቤት ጽሕፈት ዕዮ arbetsförmedlingen ብዞባዊ ምምሕዳራት ክትካእ ርእይቶ ከምዝቐረበ ተሓቢሩ።

2. መንግስቲ ሽወደን፣ ንሃገራዊን ጸጥታ ኣስጋእቲ ተባሂሎም ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ጸጥታ ሽወደን ዝጸንሑ፣ ሽዱሽተ ሰባት ካብ ሃገር ክጥረዙ ዉሳነ ሂቡ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com