Sunday , May 19 2024

ተሸለምቲ ኖቤል ስነቅመማ–“ኬሚስትሪ” ተረቚሖም።

ናይ 2022 ሽልማት ኖቤል ዓውዲ ስነቅመማ–“ኬሚስትሪ”–፡ ን ካሮሊን በርቶዚን ባሪ ሻፕለስን ተዋሂቡእዞም ክልተተመራመርቲ፡ “ሞሎኲዩላት ንሓድሕዶም ዝተሓዛዘልሉኣገባብ ብምምዕባሎም እዮም ነዚ ሽልማት በቒዖም ዘለዉተባሂሉ’ሎካሮሊን በርቶዚን  ባሪ ሻፕለስንተግባራዊዓይነት ስነ-ቅመማ ንኽምዕብል መሰረት ኣንቢሮም ኣለዉ ክብልንጒሳዊ ኣካዳሚ ሳየንስ ሽወደን ዘለዎ ናእዳ ገሊጹ’ሎእዚክሊክ ኬሚስትሪእንተባህለ ዝጽዋዕ ኣገባብ ስነቅመማእምነ መሰረታት ሞለኩዩላት ብስሉጥን ብቕጽበትንንሓድሕዶም ክተሓናገሩ ዝገብር ብምዃኑ ኣዝዩ ኣገዳሲ ከምዝገብሮ ሓበረ እቲ ኣካዳሚእዞም ክልተ ክኢላታት ኣገባብክሊክ ኬሚስትሪኣብ ህያዋን ዋህዮታት ክውዕልብምግባሮም ንዓውዲ ስነቅመማ ናብ ሓድሽ ደረጃ ክምዕብልገዚፍ ኣበርክቶ ጌሮም ኣለዉ ክብል ወሲኹ ሞጊስዎም ኣሎ

ኣመሪካዊ ባሪ ሻፕለስ ሕጂ ንኻልኣይ ግዜኡ እዩ ንሽማት ኖቤልበቒዑ ዘሎኣብዚ ተላፋኒት ተሸላሚት ዝኾነት ካሮሊን ከኣኣብ ዓውዲ ኬሚስትሪ መበል ሻምነይቲ ጓለንስተይቲ ተሸላሚትኖቤል እያብመሰረት ጸብጻብ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com