Wednesday , May 15 2024
rescue operation at the site of a landslide in Kinnaur district in the northern Indian state of Himachal Pradesh (Indo Tibetan Border Police via AP) DEL103

ህንዲ . . . ብመንደርጋሕ፡ ክልተ ሰባት ይሞቱ

ኣብ ህንዲ፡ ክልል ሂማሻል ፕራደሽ፡ ብዘጋጠመ ምንሽርታት ምድሪን ምውዳቕ መንደራጋሕን፡ ብውሕዱ፡ ክልተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ ዓሰርተታት ዝኾኑ ድማ ብ ፍርስራስ ኣእማን ተጸቒጦም ኣለዉ። ካብ ጎቦ ብዝወረደ ዓበይቲ ኣእማን ንሓንቲ ኣውቶቡስ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝሸፈና መሰኻኽር ዓይኒ ገሊጾም ኣለዉ። ፖሊስ እቲ ከባቢ ናይ መድሕን ስራሕ ጀሚሮም ምህላዎም ን ሰብመዚ ፖሊስ ብምጥቃስ ጸብጻብ ቢቢሲ ኣመልኪቱ።

ኣብ ህንዲ ካብ ቀረባ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ኣብ ገለ ከባቢታት ምንሽርታት ምድሪን መንደራጋሕን ከም ዘጋጥም ጸብጻባት የመልክቱ። እዚ መንደራጋሕ ስለምንታይ ይኽሰት ምህላዉ ዛጊት ዝተዋህበ ንጹር ሓበሬታ የለን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com