ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ሽወደን ኣብ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ልይሰኪል ዝርከቡ ጡረተኛታት፡ ስደተኛታት ዩክሬይን ክዳውንቲ ብናጻ ዝረኽቡሉ ድኳን ምኽፋቶም ይግለጽ ኣሎ። እዞም ክዳውንቲ ብህዝቢ እታ ከተማ ዝተለገሱ ኮይኖም ዱካን ቆይሙ እቶም ስደተኛታት ክብሮም ከይተተንከፈ ዘድልዮም ክዳን ክወዱ ከኽእሎም እዩ ተባሂሉ’ሎ።