Thursday , May 16 2024

መሓመድ ኣል ዓሙዲ ዝነበሮ ብርክታት ኣብ Powercell ን Bosch ይሽይጥ።


ሮበርት ቦሽ ዝተባህለ ናይ ሃገረ ጀርመን ኢንዱስትሪ ካምፓኒ ንኩሉ ዋንነት ሚድሮክ ኣብ ፖወር ሴል ዝነበሩ 5•8 ሚልዮን ብርክታት ከምዝዓደጎም ሓቢሩ። እዚ ድማ ኣስታት 11•3% ካብቲ ናይቲ ካምፓኒ ሓፈሻዊ ብርክታት ሙኻኑ እዩ። ነዚ ብርክታት ዝሽጠ ድማ ሚድሮክ ካምፓኒ ዋንነቱ ናይ ኣል ዓሙዱዩ።

ኣል ዓሙዲ ወናኒ ብዙሕ ድርሻ ኣብ ካምፓኒ ፕሪም እዩ። ብተወሳክውን ኣል ዓሙዲ ወናኒ ብርክታት ኣብ Minesto, Crunchfish, Heliospectra, Promore Pharma Nilsson Special Vehicles ሙኻኑ äffärs värden ይሕብር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com