Thursday , May 16 2024

መጠነ ሞት ብሰንኪ ሓደጋ ኣብ ሽወደን ሎሚ ዓመት ከምዝጎደለ ተሓቢሩ።

ኣብዚ ዓመት ምስ ዝሓልፈ ዓመት ብምንጽጻር መጠን ሞት ሰብ መካይንን ብሽክለታን ምጒዳሉ ተሓቢሩ። እዚ ምስ ናይዝሓልፈ ዓመት ክርኤ ከሎ መጠን ሞት ስባት ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ኮነ ሞተር ሳይክል ኣዝይ ከምዝጎደል እዩ ተገሊጹ። እዚ ሰሐጒስ ዜና እንታይ ዝበለ ጥንቃቐታት ዘምጽኦ እዩ ዝብል ዛጊት ብንጹር ኣይተገልጸን። እንተስ ብምኽንያት ጽሩይ ክሊማ ድዩ ወይስ ወዝቢ ገና ኣይተነጸረን። ኣብ ኤጀንሲ ትራንስፖርት ዝሰርሕ ኻባት ኣሚን እዚ ነዚ ጹቡቕ ኣንፈት ዝሃበና ምኽንያት ዝያዳ መጽናዕቲ ብምግብራ ንቀጻልነቱ ብዕቱብ ክምዝሰርሑ ወስኺ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com