Sunday , May 19 2024
Credit: Henrik Montgomery/TT

ማግዳሌና ኣንደርሾን–“ ነዚ ጸጥታዊ ኲነታት ብሓባር ክንምክቶ ይግባእ”

ኤጀንሲ ድሕነት ሽወደን–ሳፖ–ደረጃ መጠንቀቕታ ግብረሸብራ ካብ 3 ናብ 4 ካብ 5 ክብ ድሕሪ ምባሉ፡ መራሒት ሰልፊ
ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ውድባ ህሉው ጸጥታዊ ኩነታት ኣብ ግምት ብምእታው ንመንግስቲ ደገፍ ንምሃብ
ድሉው ምዃኑ ገሊጻ። እዚ ኲነታት ከቢድ ምዃኑ ዝገለጸት ኣንደርሾን፡ ብሓባር ምስራሕ ኣገዳሲ ምዃኑ ኣስሚራትሉ’ላ።
መራሒት ናይቲ ዝዓበየ ተቓዋሚ ሰልፊ ዝኾነት ኣንደርሾን፡ ማዕረ ማዕረዚ ፡ መንግስቲ ብዛዕባ ጸጥታዊ መደባትን ስትራተጂታቱን
ዝያዳ ንጹር ክኸውን ተላብያ’ላ።

 

 

Credit: Henrik Montgomery/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com