Friday , May 17 2024
Inspector general at the United Arab Emirates interior ministry Maj. Gen. Ahmed Naser al-Raisi speaks on his cell phone during the first day of the Interpol annual assembly in Istanbul, Turkey, Tuesday, Nov. 23, 2021. Interpol is holding its General Assembly in Istanbul to discuss security threats and to hold a closely watched election for the international policing body's new leadership. (AP Photo/Francisco Seco) FS102

ሰባት ብምስቓይ ተኸሲሱ ዝነበረ ጀነራል፡ ፕረዚደንት ኢንተርፖል፡ ኮይኑ

ሓደ ዜጋ ኢማራት ዓረብ ዝኾነ ጀነራል፡ ኣቐድም ኣቢሉ፡ ኣብ ናይ ምስቓይ ተግባር ተሓባባሪ ኔርካ ተባሂሉ ተኸሲሱ እኳ እንተነበረ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ፕረዚደንት ዓለማዊ ወኪል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ክኸውን ተመሪጹ ኣሎ።

እዚ ኣሕመድ ናስር ኣልረኢሲ ዝተባህለን ዋና ኢንስፐክተር ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጒዳያት ኢማራትን ብምዃን ዘገልገለ ዜጋ ኣብዚ ትካል ናይ ኣርባዕተ ዓመት ናይ ትርፊ ግዜን ዘይክፈሎን ኣገልግሎት ክህብ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ሚኒስተሪ ውሽጣዊ ጒዳያት እታ ሃገር ብፖሊስ ዝፍጸም ግፍዒን ምስቓይን ከም ዝጽየፍ ገሊጹ’ሎ።

ትካላት ሰብኣዊ መሰላት እውን ነቲ ኣቐዲሙ በዚ ጀነራል ዝተፈጸመ ናይ ምስቓይ ክሲ ብምጥቃስ፡ ነዚ ሕጸ ከም ዘይበቅዕ ይገልጻ ኣለዋ። ጀነራል ራኢሲ ነዚ ክሲታት ውጹእ ጠቐነ እዩ ክብል ነጺግዎ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com