Thursday , May 16 2024

ሽወደን ን ሳይንሳዊ መናዕቲ እተበርኽ ሳተላይት ናብ ጠፈር ሊኢኻ።

ሽወደን ኣብ ህዋ ዝረከብ ኣውሮራ ቦርያሊስ ንምጽናዕ ናይ ምርምር ሚሳይል ናብ ጠፍር ሊኢኻ። ትማል ምሸት ኣብ መደበር ጠፈር ሽወደን ጥቃ ከተማ ኪሩና ስፓይደር-2 ዝተባህለ ሚሳይል ንሳይንሳዊ መዓላ ክበሃል ምውንጫፋ ተፈሊጡ። እቲ ምውንጭፍ ሚሳይል ምቹእ ክሊማ መሰረት፡ብምግባር ክሳለጥ ምግባሩ ድማ ተመልኪቱ።

ዳይረክተር ስፓይደር-2 ክሪስተር ሽሩደር ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝነበሮ ቃለመጠይቕ ኣብዘን ሚሳይላት 13 ናይ መዐየሪ መሳርሒታት ምህላዎምን እዚኣቶም ኤለክትሮኒካዊ ጸርጊታት እዞም ብርሃናት ክዕቅኑ ምዃኖም ድማ ተፈሊጡ።፡ እዞም ብርሃናት ማዕበላት ጂፒኤስ ኣብ ምዕቃን ኣበርክቶ ክህልዎም ምዃኑን ተመራመርቲ ክመምይዎምን ምዃኖም እቲ ማእከል ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com