Thursday , May 16 2024
Credit: FREDERICK FLORIN/AFP/TT

ቀ/ሚ ኡልፍ ክሪስተርሰን ምስ ሰልፊ ዴሞክራስያዊ ሽወደን ይሰርሕ ብምህላዉ ተነቒፉ።

ቀ/ሚ ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ ፕረሲደንትነት ሽወደን ኣብ “ኣውሮጳዊ ቆንስል” ኣመልኪቱ መደረ ንምስማዕ ኣብ ስትራስበርግ ኣብ ዝርከብ ባይቶ ኣውሮጳ ከም እተረኽበ ተገሊጹ። እዚ መደረ ባይቶ፡ ብኽትዕ እተሰነየ ምንባሩ ተፈሊጡ’ሎ። ምስ ሰልፊ ዴሞክራስያዊ ሽወደን ብጥምረት ይሰርሕ ምህላዉ፡ ገለ ካብቲ ን ቀ/ሚ ክሪስተርሰን ዝቐረበሉ ነቐፌታ እዩ ኔሩ። ንሱ ኣብ መልሱ፡ ኣብ ሽወደን ዘሎ ኣሰራርሓ መንግስቲ ዘይንቡር ከም ዘይኮነ፡ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኖርዲክ ተመሳሳሊ ኣገባብ ከም ዘሎ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com