Sunday , May 19 2024
Foto: Stian Lysberg Solum / NTB

ወለድ ባንክ ኖርገስ ክሳብ ሕጂ 0.75% ምህልዉ ተገሊጹ።

መጠን ወለድ ባንክ ኖርገስ፡  ክሳብ ሕጂ 0.75% ምህላዉ፡ እንተኾነ ግና ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ፡ እዚ መጠን ክውስኽ ከም ዝኽእል ተገሊጹ። “ነቲ ኲነታትን ናይ ሓደጋ ተኽእሎታትን ድሕሪ ምግምጋም፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ፡ ወሰኽ ክንገብር ወሲንና ኣሎና” ክትብል ዋና ኣመሓዳሪት እቲ ባንክ፡ ኢዳ ቮልደን ትማል ሓሙስ ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ ገሊጻ’ላ። ስለዚ ድማ፡ ማእከላይ ባንክ ንግዜኡ በቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሓ መጋቢት፡ ብ ጽብጻብ ገንዘባዊ ፖሊሲ ዝወጸ መጠን ወለድ ክምራሕ እዩ ኢላ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com