Monday , May 20 2024
Credit: Anders Wiklund/TT

ቤት ፍርዲ ስቶክሆልም ንክልከላ ፖሊስ ውዱቕ ጌርዎ።

ፖሊስ ስቶክሆልም፥ ኣብ ምጅማር እዚ ዓመት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲታት ቱርኪን ዒራቕን ክካይድ ተሓሲቡ ዝነበረ ምቅጻል
መጽሓፍ ቊርኣን፥ ፍቓድ ክኽልክሉ ዝኾነ መሰል ኣይነበሮምን ክብል ቤት ፍርዲ ብይኑ ሂቡ። እቲ ሰልፈኛታት ድላዮም ከይፍጽሙ

ብፖሊስ እተገብረ ክልከላ፥ ኣንጻር ሽወደን ዝግበር ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንክውስኽ ምኽንያት ክኸውን እዩ ዝብል እዩ ኔሩ።
እንተኾነ ግና፥ ቤት ፍርዲ እቲ እተዋህበ ምኽንያት ኣዕጋቢ ኣይኮነን ክብል ነጺግዎ’ሎ።
ሓሳባካ ናይ ምግላጽን ምእካብን መሰል ብ ቅዋም ሽወደን ሕጋዊ ድጋፍ ዘለዎም ተግባራት ምዃኖም እቲ ፍርዲ ኣስሚሩሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com