Thursday , May 16 2024

ብተክኒካዊ ጸገም ዘቛረጸ ኣገልግሎት ኤለትሮኒክ ስወድባንክ ዳግማይ ጀሚሩ።

ብምኽንያት ተክኒካዊ ብልሽት ኣቋሪጹ ዝነበረ ኣገልግሎት ኢለትሪክ ባንክ ካብ ረቡዕ መዓልቲ ጀሚሩ ስርሑ ከም ዝቕጽል ተገሊጹ።፡ ” እቲ ሽግር ደጊም ተፈቲሑ እዩ፥ ከም ቀደሙ ኣገልግሎት ክህብ ድማ ጀሚሩ’ሎ” ክትብል ዳይረክተር እቲ ባንክ ካሪና ሰሰር ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። እታ ባንክ ካብ ብርክት ዝበላ ሳምንቲ ኣትሒዛ ተክኒካዊ ብልሽታት ከጋጥማ ምጽንሑን እዚ ናይ ሕጂ ግና ኔለክትሮኒካዊ ኣገልግሎታ ጥራይ ምጽላዉን እቲ መግለጺ ሓቢሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com