Thursday , May 16 2024

ቫይረስ ኮሮና ዝምልከት ምንግስቲ ሽወደን ምስ ዝተፈላለያ ትኻላት ርኽብ ገሩ።

ብርክት ዝበሉ ናይ መንግስቲ ሚኒስተራት ብዓርቢ ምስ ኲባንያታት፥ ጒጅለ ኢንዱስትሪታትን ማሕበራትን ሽወደን ብምርኻብ እዚ ሕማም ብዛዕባ ኣብ ቊጠባ ዘምጽኦ ጽልዋ ዘተ ምክያዱ ተገሊጹ።፡ እዚ ሕማም ናብ 45 ሃገራት ምስፍሕፋሑን ኣብ ቢዝነሳትን ሰንሰለታት ቀረብን ሽግር ይፈጥር ምህላዉ ተመልኪቱ’ሎ። ከምኒ ቦልቮን ኤሪክሰንን ዝበሉ ቢዝነሳት፡ሽወደን ሰራሕተኛታቱ ናብ ቻይና ዝገብርዎ ጒዕዞ ምእጋዱን ገለ ኣባላት እዘን ቢዝነሳት ድሮ በዚ ሕማም ተለኺፎም ከይኰኑ ጥርጣረ ከም ዘሎን ድማ ተገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com