Friday , May 17 2024

ኣመሪካዊ ተጻዋታይ ሙዚቃ ራፕ ሎሚ ናብ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ፍርዲ ቀሪቡ!!

ኣመሪካዊ ራፐር ኣሳብ ሮኪ ብጎነጻዊ መጥቃዕቲ ተኸሲሱ እዩ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ ዘሎ። ክሳብ ዓርቢ ኣብ ዝቕጽል መጋባእያ ንሱን ብጾቱን ብስባር ጥርሙዝን ቅልዒትን ንሓደ ሽወደናዊ ኣብ ስቶክሆልም ኣጥቂዕኩም ዝብል ጒዳዮም ክረአ እዩ። ጠበቓ ተኸሳሲ እቲ ጒዳይ ዘይከሓደ እኳ እንተኾነ ብነብሰ ምክልኻል ኣተደረኸ እዩ ብምባል ናይ ምክልኻል ሓሳቡ ኣቕሪቡ”ሎ።

ኣብቲ መጋባእያ ኣኽባር ሕጊ ብካሜራ ዝተላዕሉ ተንቀሳቓሲ ስእልታት እቲ ግፍዒ ኣቅሪቡ’ሎ። እቲ ግዳይ ግፍዒን ኣካላዊ ማህሰይቱን እውን ከም ኤግዚቢት ቀሪቦም እዮም። ግዳይ ናይ 140 ሽሕ ካሕሳ ሓቲቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com