Wednesday , May 15 2024

ኣብዚ ሰሙን ኣብ መላእ ሽወደን ዝልዓለ ሙቐት ክህሎ ሙኻኑ ተሓቢሩ!!

ብ መስረት ሓቤሬታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብ መላእ ሽወደን ኣብዚ ሰሙን ዝልዓለ ደረጃ ሙቐት ከምዝህሉ ይትንበ። ብ መስረት ሓቤሬታ እዚ በዓል መዚ ኣብ ደቡባዊን ሰሜናዊ ክፍል ሽወደን ካብ 25 ሲጋብ 28 ዲግሪ ሰንቲ ግሬድ ዝዓቐኑ ኩነታት ኣየር ክህሉ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ንከባቢ ስቶኮልም ሓዊሱ ድማ ካብ 27 ሲጋብ 29 ክህሉ ብፍላይ ኣብ ሓሙስን ዓርብን ድማ ሲጋብ 31  ዲግሪ ሰንቲ ግረድ መቐት ክኽሰት ሙኻኑ ይህብር።

እዚ ብሰንኪ ካብ ትሮፒካዊ ክፍላ ኣፍሪቃ ዝነፍስ ዘሎ ደርቕ ኩነታት ኣየር ኣብ ዝቕጽል ክልተ ሰሙን እውን ከምዚ ዓይነት ኩነታት ኣየር ብ ዝናብ ተሰንይ ከምዝቕጽል እዚ በዓል መዚ ወሲኹ ይሕብር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com