Wednesday , May 15 2024
People stand in front of recovered bodies (AP Photo/Duples Plymouth) XRE107

ኣብ ሃይቲ፡ ብሰንኪ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ልዕሊ 1200 ሰባት ሞይቶም

ብቐዳም መዓልቲ፡ ኣብ ሃገረ ሃይቲ ብሰንኪ ዘጋጠመ 7.2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ 1297 ሰባት ከምዝሞቱን 5700 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ናይ ውሽጢ ሃገር ማዕከናት ዜና ገሊጸን ክብል ተተ ሓቢሩ።

በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ፡ ኣብ ልዕሊ ቤተ ክርስትያናት፡ ሆቴላት፡ ሆስፒታላትን ገዛውትን ከቢድ ጉድኣት ከምዝወረደ ተገሊጹ።

ደቡባዊ ምዕራብ ሃይቲ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ከባቢ ለስ ካየስ፡  እቲ ዝለዓለ ጉድኣት ዝወረዶ ኣከባቢ ከምዝኾነ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com