Friday , May 17 2024
(AP Photo/Charlie Riedel) NY721

ኣብ መመንጨዊ ጸዓት ንፋስ ዝተገብረ ወፍሪ ክደናጐ ይኽእል እዩ ተባሂሉ።

ሓድሽ የማናይ ቀጽሪ መንግስቲ ክሪስተርሰን ዝኣተዎ ስምምዓት፡ ነቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝርከብ መመንጨዊ ጸዓት ንፋስ ዝሃሲ’ዩ ክብሉ ክኢላታት ኢንዱስትሪ ጸዓት ንፋስ ሻቕላኦም ይገልጹ’ለዉ። እዚ ኣብ ጒዳይ መመንጨዊ ጸዓት ንፋስ እተበጽሐ ሰነዳዊ ስምምዕ ነቲ ኣቐዲሙ እተበጽሐ ስምምዓት ዝስርዝ ምዃኑ ቀንዲ ምኽንያት ሻቕሎት እዞም ክኢላታት እዩ ተባሂሉ’ሎ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ሕጊታት ተወጢኖም ዝጸንሑ ወፍሪታት ክደናጎዩ ይኽእሉ እዮም–ብመሰረት መግለጺ ማሕበር መመንጨዊ ጸዓት ንፋስ ሽወደን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com