Thursday , May 16 2024

ኣብ መደበር መዕቆቢ ስደተኛታት ሃልምስታድ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰብ ቆሲሎም!!

ሎሚ ኣብ ከተማ ሃልምስታድ ኣብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዕቕቢ ብዝተካየደ መጥቃቲ ክልተ ሰብ ቆስሊሎም። ፖሊስ እዛ ከተማ ን ሓደ ወዲ 25 ዓመት ምስዚ መጥቓዕቲ ብዝተኣሳሰረ ካእሰር ከሎ እቶ ግዳያት ድማ ናብ ሆስፒታል ከምተወስዱ ኣፍሊጦም።

እዚ ወዲ 25 ጡርጡር ብ ተወሳኺ  ብከቢድ ፈተነ ቅትለት ከምዝኽሰስ ፖሊስ እዛ ከተማ ወሲኹ ይገልጽ። ብመስረት ወሃቢ ቃል ፖሊስ ዮላ ብሪሃም  እዚ ጡርጡር ካራታትን ብመሓዝ ነቲ ፈተነ ቅትለት ከምዘካየዶ ገሊጻ። እዞም ግድያት ኣብ መንጎ 25 ስጋብ 30 ዕድሜ ዝርከቡ ኮይኖም ስጋብ ክንደይ ሓድገኛ ሙኻኑ ሞቕሰልቶም ግን ኣይተገልጸን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com