Thursday , May 16 2024

ኣብ ሽወደን ቀዋሚ መንበሪ ንምርካብ ናይ ቋንቋ መርመራ ክተኣታቶ እዩ።

መራሒ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ኢባ ቦሽ ቶር ብዓርቢ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ኣብ ሽወደን ቀዋሚ መንበሪን ዜግነትን ክረኽቡ ዘመልክቱ ሰባት ናይ ቋንቋ መርመራ ክገብሩ ክሕተቱ እዮም ኢላ። ኣብ ጒዳይ ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ክንዲ ምምሕዳራት ከተማ መንግስቲ ዝለዓለ ሓላፍነት ክትወስድ ጸዊዓ’ላ።

ብኻልእ መዳይ ቡሽ ነዚ ኣብ መንጐ ሰልፊታት ማሕበራዊ ዴሞክራሲ፥ ከባቢ፥ ሊበራልን ማእከልን ዘሎ ምትሕብባር ባጀት ነዚ ናይ ቋንቋ መርመራ ከምቲደፍኣሉ ገሊጻ። ንሳ ” እንተደንጐየ ክሳብ 2020 ሓድሽ መንግስቲ ክንሃንጽ ኢና ንዓዪ ዘሎና” ኢላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com