Thursday , May 16 2024

ኣብ ኖርሸፒንግ ክልተ ሰባት ተቀቲሎም።

ናብ ሎሚ ለይቲ ኣብ ዘውግሔ ኣብ ከተማ ኖርሾፒንግ ኣብ ጎደና ስሎትስ ጋታን ብዘጋጥመ ቶክሲ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ እታ ከተማ ሓቢሩ።

ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ እዛ ከተማ እዚ ኩነታት  ከባቢ ሰዓት 20፡01 ዘጋጠመ ኮይኑ ግዳያት ድማ ደቂ 40 ን 45 ዝዕድሚኦም መንእሰያት ሙኻኖም ካብ ፖሊስ ዝተዋህበ ሓበሬታ ይሕብር።  ኣብቲ ካባቢ ቡዙሓት ፖሊስ እካ ተዋፊሮም እንተሃለዉ ዛጊድ ግን ዝኾነ ጡርጡር ከምዘሓዙ ከምዘይረኸቡ ተሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com