Wednesday , May 15 2024
NORRTƒLJE 2019-10-16 Norrt‰ljeanstalten, utsikt genom ett fˆnster mot f‰ngelsemuren Foto: Tomas Oneborg / SvD / TT / Kod: 30142 ** OUT DN, Dagens Industri (‰ven arkiv) **

ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ሽወደን ኡስራት ረብሻን ዕግርግርን ምፍጣሪም ተገሊጹ።

ኣብ ብርክት ዝበላ ኣብያተ ማሕቡስ ሽወደን ኣሸብሮ ከም እተላዕለ ተገሊጹ። እዞም ኣብያተ ማእሰርቲ ሓድሽ ሕጊ ብምጽራር እዮም ነዚ ሸብሮ ዘካይዱ ዘለዉ ተባሂሉ ኣሎ።፡ብመሰረት እዚ ሕጊ ኣብ ኣብያተ ማሕቡስ ንዘለዉ ሰባት ገንዘብ ምሕዋል ክኸልከል እዩ። ብመሰረት ኣቐዲሙ ዝነበረ ሕጊ እሱራት ክሳብ 1600 ክሮና ሽወደን ክቕበሉ ይኽእሉ ኔሮም።

በዚ ገንዘብ ተጠቒሞም ድማ ጻውዒታት ምግባርን ካርድ ሞባይል ክገዝኡን ይኽእሉ እኳ እንተነበሩ ሕጂ ግና ትርር ዝበለ ሕጊታት ከተኣታትዋ ምጅማረን ይግለጽ ኣሎ። ብዙሓት እሱራት ኣብ ቤተማሕቡስ ዘሎ ናብራ ዘቃልልሉ ሓደ ኣገባብ ምስ ስድራኦም ብምዕላል ምንባሩ ብምዝካር እዮም ነዚ ሸብሮ ዘልዕሉ ዘለዉ ድማ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com