Saturday , May 18 2024

ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ M/S ኢስቶንያ ሓድሽ መርመራ ክካየድ እዩ

ን ዝጠሓለት ጃልባ ተጓዓዝቲ ኢም/ኤስ ኢስቶንያ ዝድህስስ ሓድሽ ዳህሳስ ስካን ኣብ ውሽጢ መዓልታት ክካየድ ምዃኑ ኣገልግሎት
ዜና ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። ኩነታት ኣየር እንተፈቒዱ፡ እቲ መርመራ ሶናር፡ ካብታ ጃልባ ዝወደቐ ነገራት ክድህስስ ክፍትን እዩ። እታ ጃልባ ቅድሚ ምጥሓላ ዝነበራ ናይ መርዳእታ ደቓይቕ ምሉእ ስእሊ ንምግባር ጻዕርታት ክካየድ እዩ። ሰብመዚ ሽወደንን ኢስቶንያን ነቲ ካብ እትጥሕል 30 ዝገበረት ጃልባ ኣመልኪቶም ኣብ ታሕተዋይ ባሕሪ ባልቲክ ዘሎ ስብርባር መርከብ ክምርምሩ እዚ ንሓሙሻይ ግዜኡ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። እታ ጃልባ ብምጥሓላ ኣብኣ ካብ ዝነበሩ ኣስታት 1000 ተሳፈርቲ እቶም 852 ሰባት ምሟቶም ዝፍለጥ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com