Thursday , May 16 2024

ኣካያዲ ኢስፕረሶ ንሰራሕተኛታቱ ብምፍርርሁ ብ ጋዜጣ ይቃላዕ ።

ኣካያዲ ህብብቲ እንዳ እስፕሬሶ ንሰራሕተኛታቱ ክሳብ 12 ሽሕን 500 ክሮና ካብ ጁባኦም ቀረጽ ከኽፍሎም ምዃኑ ብምፍርራህ ዘይሕጋዊ ምዃኑ ሓንቲ ጋዜጣ ሽወደን ኣቃሊዓ። ዓደግቲ ዝኾነ ኣቕሓ ወይ ኣግልግሎት እንክገዝኡ ቅብሊት ክወሃቡ ሕጊ ሽወደን የገድድ እዩ። ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴ ብገለ ተጠቀምቲ ኣብ ዘዘራረበትሉ ብሰንኪ ብኲራት ቊጽጽር በዓልመዚ ቀረጽ ሰራሕተኛታት ናብ ከምዚ ዝበለ ዘይሕጋዊ ምፍርራህ ይቃልዑ ኣለዉ ኢሎም ኣለዉ። “እዚ ፍጹም ዘይምኽንያታዊ ክፍሊት እዩ፡ ምኽንያቱ ወርሓዊ ክፍሊት ሰራሕተኛ ካብ 3 ሽሕ ኣይበዝሕን እዩ” ክብል ሓደ ሰራሕተኛ ኣማሪሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com