Thursday , May 16 2024
(John Thys, Pool Photo via AP) VLM257

ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያን ቤላሩስን ሓድሽ ማዕቀብ ክግበር ተሰማሚዑ።

ትማል ሓሙስ መራሕቲ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያን ቤላሩስን ትርር ዝበለ እገዳታት ኣንቢሮም ኣለዉ።

ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብሩስያ ዝግበር ዘሎ ወራር ብምሉእ ፍቓድን ምትሕብባርን ቤላሩስ ይግበር ብምህላዉ ቤላሩስ እውን ኣብዚ ኣገዳታት ክትኣቱ ተጌራ’ላ።

እዚ እገዳታት  “ንጽላታት ፋይናንስ፡ ጸዓት፡ መጓዓዝያ፡ ምቊጽጻር ሰደድ፡ ፋይናንስ ሰደድን ፖሊሲ ቪዛ’ ዝምልከት ኮይኑ  ብዘይካዚ ዝርዝር ገለ ሩስያውያን ዜጋታት እውን ዘጠቓልል እዩ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com