Wednesday , May 15 2024
Inflation in the euro zone reached as much as 3% in August. (AP Photo/Michael Probst, File) WRC102

ኤውሮጳዊ ሕብረት: ኣብ ውሽጢ 10 ዓመታት ዝለዓለ መጠን ዝቕባበ ኣመዝጊቡ

ኣብ ወርሒ ነሓሰ፤ ኤውሮጳዊ ሕብረት፤ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመታት ዘለዓለ ከምዝኾነ ዝንገረሉ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ብምምዝጋቡ፤ እቲ መጠን ናብ 3% ክብ ኢሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።
መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ክብርኽ ከምዝኽእል ገምጋማት ከምዝነበረን እቲ ገምጋም ግን ክሳብ 2.7% ክበጽሕ ትጽቢት ተገይሩ ምንባሩ ይፍለጥ።
ምውሳኽ ዋጋታት ነዳድን መግብን ጠንቂ ናይ ቁጠባዊ ዝቕባበ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ማእከላይ ባንክ ኤውሮጳ ክሳብ 2% ክኸውን ከምዝኽእል እኳ ትጽቢት እንተነበረ፤ ናይ ወርሒ ነሓሰ ቁጠባዊ ዝቕባበ ግን ልዕሊኡ ምንባሩ ተገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com