Thursday , May 16 2024

ኩባንያ ቫትንፋል (Vattenfall) ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ናይዚ ዓመት መኽሰብ ኣርእዩ!!

ኩባንያ ቫትንፋል ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ናይዚ ዓመት ቅድሚ ግብሪ ምኽፋሉ ክሳብ 7.8 ቢልዮን ክሮነር መኽሰብ ኣርእዩ። ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዝወሓደ መኽሰብ ኣመዝጊቡ ክሳብ ናይ 2.2 ቢልዮን ክሮነር ዝበጽሕ መኽሰብ ጥራይ ከምዘመዝገበ ይዝከር።

ናይዚ ዓመት መኽሰብ ክብርኽ ዝኸኣለሉ ምኽንያት ድማ፡ • ካብቲ ኣብ በርሊን ጀርመን ተካይዶ ናይ መሞቒ ስራሕት ምዃኑ ፣1.5 ቢልዮን ክሮነር መሰል ፍርያት ናይ ጀርመናዊ መመንጨዊ ኑክለሳዊ ጸዓት ምዃኑ ሓቢሩ። እቶት ናይዚ ኩባንያ ካብ 32 ቢልዮን ክሮነር ዓሚ ናብ 35.9 ቢልዮን ክሮነር እዚ ዓመት ክብ ከምዝበለ እቲ መግለጺ ኣብሪሁ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com