Friday , May 17 2024

ኩባንያ ኤሲቲ ኣብ ክንክን ጥዕና ዝውዕል ክልተ ሚልዮን መሸፈኒ ገጽ ክትሰርሕ እዩ።

ብመረት ሓበሪታ ናይ ኢንዱስትሪ ሚኒስተር ኢብራሂም ባይላን ኣብ ሽወደን ዝርከባ ቡዙሓት ኩባንያታት ኣብ ምስራሕ መሸፈኒ ገጽ ማስኬራት፣ በጃ ኢድን  ከምእውን መንጽሂ ኢድ ኣልኮላት ኣብ ምፍራት ተጸሚደን ከምዘላዋን ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ ሕጽረት ኣብ ምቕላል ልዑል ተራ ክጻወታ ሙኻነን ሓቢሩ ። በዚ መስረት ኣብ ምስራሕ  ወረቐት ትነትፍ  ኩባንያ ኤሲቲ፡ ንናይ ሽወደን ክንክን ጥዕና ክልተ ሚልዮን መሸፈኒ ገጽ ክትሰርሕ ሙኻናን ካብዚ ሒዝናዮ ዘላና ወርሒ ጀሚራ ኣብ ወርሒ 30 ሚልዮን መሸፈኒ ገጽ ብምፍራይ ነዚ ዘሎ ሕጽረት ኣብ ምቕላል ዓቢ ተራ ከምዝህልዋ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com