Saturday , May 18 2024

ወርሒ ሓምለ 2019 ኣብ ዓለም እታ ዝወዓየት ዓመት ተባሂላ።

ክኢላታት ዓለማዊ ክሊማ ሓምለ 2019 ኣብ ዓለም እታ ዝወዓየት ወርሒ ምንባራ ምምልካቶም ዋሺንግተን ፖስት ዝተባህለ ህቡብ ጋዜጣ ጸብጺቡ። እታ ጋዜጣ ካብ ሕታማት ኤጀንሲ ኮፐርኒከስ ከምኡውን ምልዋጥ ክሊማ ኣውሮጳዊ ሕብረት ተወኪሳ እያ ነዚ ጸብጻብ ዘዳለወት።

እቲ ኤጀንሲ ኣሃዛት መሰረት ብምግባር ወርሒ ሓምለ እታ ዝወዓይርት ወርሒ ምንባራ ብዓርቢ ኣፍሊጡ’ሎ። “ብሃገራዊን ኣህጒራውን ደረጃ ሓድሽ ክብረወሰን ረስኒ ተመዝጊቡ’ሎ” ኽብል ጸሓፊ WMO ሓቢሩ’ሎ።፡ ኣብ ገሊኡ ሃገራት ኣውሮጳ ሙቐት 42 በጺሑ ምንባሩ ጸብጻባት የመልክቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com