ወርሒ ጽገረዳ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወርሒ ጥቅምቲ ኣፍልጦ ሕማም መንሽሮ ጡብ ንምዕባይ ጎስጓስ ዝኻየደሉ ወርሒ ኾይኑ ይዝኸር። ወርሒ ጥቅምቲ ምስዚ ብዝተሓሓዝ ወርሒ ጽገረዳ ተባሂሉ’ውን ይጽዋዕ።