Saturday , May 18 2024

ዓለምለኻዊ መዓልቲ ቡን

ሎሚ  1 October ዓለምለኻዊ መዓልቲ ቡን እዩ ፡ ኣብ  ሽወደን 29 september .
ቡን ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ከፋ ኣብ ዝተባህለ ከተማ ብሓደ ጓሳ ከምዝተረኸበ ይፍለጥ።

እቲ ኮፊ ዝብል ሽም ድማ ካብ ከፋ ዝብል ቃል ከምዝረኣመ ይፍለጥ። ብደረጃ ዓለም ምሒር ሰተይቲ ቡን ተባሂሎም ዝፍለጡ ህዝብታት ፊንላንድ፡ ኖርዌይ፡ ኣይስላንድ፡ዴንማርክን ኔዘርላንድስ ምኳኖም wikipedia ብተርታ ይጠቅስ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com