Friday , May 17 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 17 ነሓሰ 2020

News: ዜና ብዝርዝር ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣-

1. ኣብያተ ፍርዲ ሽወደን ኣብ እዋን ለበዳ ዝያዳ ጉዳያት ከምዝራኣያ ተፈሊጡ።

2. ሓደጋ ባርዕ ጫካታት ንምዉጋድ መምርሕታትን መጠንቀቕታን ተማሓላሊፉ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

• ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ፣ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ከምኡ እዉን ብገጻት ኢንስታግራም ፈይስቡክን፣ ተኸታተሉና ስዓቡና እንዳበልና፣ ብዓቢኡ ኸኣ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

• ብተወሳኺ ኣብ ኣንድሮይድ፣ ንተጠቀምቲ Iphone ካልኦት ፍርያት ኣፕል ዲጂታላዊ ኤክትሮኒክ ትጥቀሙ ኣፕ ተዳልይልኩም ከምዘሎ ነበስር። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com