Friday , May 17 2024

ዝቕባበ ሽወደን ናብ ዝለዓለ መጠን ይድይብ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ፡ መጠን ዝቕባበ ሽወደን መሊሱ ወሲኹ ናብ 8.5% ምድያቡ ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፋ 30 ዓመታት ካብ እተራእዩ መጠን ዝቕባበታት፡ እቲ ዝለዓለ እዩ–ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን።

ምኽንያት ናይዚ ልዑል ዝቕባበ፡ ምውሳኽ ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ፡ ነዳዲን መግቢን እዮም ተባሂሉ’ሎ።

ማእከላይ ባንክ ሽወደን፡ ዝቕጽል ውጥን ንምስላጥ፡ ኣብ ዝመጽእ መስከረም ክራኸብ እዩ–ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com