Wednesday , May 15 2024
LINDAHL BJÖRN/Aftonbladet/TT

ድሕሪ ምርጫ ንመጀመርታ ግዜ ክትዕ ባይቶ ተኻዪዱ።

ድሕሪ ምርጫን ምቛም ሓድሽ መንግስቲን፡ ትማል ረቡዕ ኣብ ባይቶ ኣብ ዝተኻየደ ፋልማይ ክትዕ ኣንፈት መጻኢ ፖለቲካ ሽወደን ክንጸር ከም እተኻእለ ይግለጽ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ ኣብ ሽወደን ሓድነት ከም ዘድሊ ድሕሪ ምግላጽ መጠን ናይቲ ንመንግስቲ ዝጽበዮ ዘሎ ዕማማት ዘርዚሩ’ሎ።

ተቓወምቲ ሰልፊታት ብወገነን፡ ሰልፊ ዴሞክራሲ ዋላኳ ኣካል ናይዚ ሓድሽ መንግስቲ ኣይዂን፡ ኣብ ባይቶ ን ክሪስተርሰን ብምድማጹ ጥራይ ኣካል ናይቲ ትሓታትነት ንምግባሩ ተዳልየን ምህላወን ገሊጸን ኣለዋ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com