Sunday , May 19 2024
Credit: Martina Holmberg / TT

ገንዘባዊ ሓገዝ ዝወስዱ ሰባት ብቚጽሪ ኣዝዮም ይንክዩ።

ካብ ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ዝረኽቡ ሰባት፥ ከም ሎሚ ጌሮም ውሒዶም ከም ዘይፈልጡ፥ ሓድሽ ኣሃዝ
“ሃገራዊ ቦርድ ጥዕናን ድሕነትን” ኣመልኪቱ። ኣብ ዝሓለፈ ሰነ ገንዘባዊ ሓገዝ እተገብረሎም ሰባት፥ 110 ሽሕ ጥራይ እዮም።
እዚ ርኡይ ምንካይ፡ መን ሓገዝ ክረክብ ይግባእ ኣብ ዝብል ሕቶ ብዝተገብረ ጽኑዕ ሕግታት ዝመጸ ክኸውን ከም ዝኽእል፡ ብሰንኪ
ስክፍታታት መስርሕ ምጽዳቕ ከኣ፥ ውሑዳት ሰባት ጥራይ የመልክቱ ከም ዘለዉን፥ እቲ ቦርድ ወሲኹ ገሊጹ’ሎ።

 

Credit: Martina Holmberg / TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com