Thursday , May 16 2024
a photo of Jeffrey Epstein and Ghislaine Maxwell (AP Photo/John Minchillo, File) NYJJ206

ጊስሌይን ማክስዌል፡ ክሳ ዳግማይ ክረአ ሓቲታ

ብጾታዊ ዓመጽ ተኸሲሳ ዝጸንሐት ጊስሌይን ማክስዌል ድሕሪ ፍርዳ ሳምንታት ጸኒሓ ጒዳያ ዳግማይ ክረአ ብዕሊ ምሕታታ BBC ሓቢራ።

60 ዝዕድሜኣ ጊስሌይን ናብ መዋቲ ኣመሪካዊ በዓል ሃብቲ ነበር፡ ጀፍሪ ኤፕስቴይን፡ መናእሰያት ደቀንስትዮ፡ ንጾታዊ ዓመጽ ትድልል ኔራ ብዝብል እያ ተኸሲሳ።

ጊስሌን ብዝፈጸመቶ ገበን ክሳብ 65 ዓመታት ማእሰርቲ ክጽበያ ይኽእል እዩ ተባሂሉ’ሎ።

ሓደ ናይ ሕጊ ሰብ ናይ ባዕሉ ተመኲሮ ጾታዊ ዓመጽ ተጠቒሙ ንነባሮ ቤት ፍርዲ ምጽላዉ ኣመልኪቱ ንሚድያ ድሕሪ ዝሃቦ ሓበሬታ እያ ጊስሌይን ጒዳያ ዳግማይ ክረአ ሓቲታ ዘላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com