Friday , May 17 2024

ግጒይ ሕክምናዊ ውጽኢት እተነግሮም ተመሃሮ ፍሉይ ትምህርቲ ይወስዱ ኣለዉ።

ኣብ ምዮልቢ ደቡብ ሽወደን፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ተመሃሮ ብ ክኢላታት ስነኣእምሮ ግጒይ ሕክምናዊ ውጽኢት ተነጊርዎም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ንዝሓለፋ ሽዱሽተ ዓመታት ናይ ፍሉይ ጠለባት ትምህርቲ ክወስዱ ምጽንሖም ምምሕዳር ከተማ ገሊጹ። ነዚ ዳህሳስ ስዒቡ፡ ምምሕዳር ከተማ ነቶም ሽዑ መርመራ እተገብረሎም ንዓሰርተ ተመሃሮ ኣመልኪቱ፡ ሓድሽ ገምጋም ኣውጺኡ ምህላዉ ተፈሊጡ። ከምዚ ዘበሉ ጒዳያት ናይ ምኽሳት ዕድሎም ዝነኣሰ እዩ ክብል ኣብ ውሽጣዊ ቆንስል ሓላፊ ትምህርቲ ክሪስተን ሎርድ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com