Saturday , May 18 2024
Photo via AP, File) XAZ921

ፑቲን፡ ስምምዕ ሚንስክ ዝበሃል የለን።

ኣብ 2015 ዝተፈረመ ስምምዕ ሚንክስ ደጊም ተቕባልነት ክህልዎ ከም ዘይክእል ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ትማል ቅድሚ ቀትሪ ኣፍሊጡ።
ሩስያ ነዘን ተፈንጨልቲ ዞባታት ዩክሬይን ዝኾና ዞባታት ዶነስክን ሉሃንስክን ኣፍልጦ ቅድሚ ምሃባ ሞይቱ ዝጸንሐ ስምምዕ እዩ ክብል ፑቲን ውዱቕ ጌርዎ’ሎ።
ውዕል ሚንስክ ኣብ መንጎ ሩስያ፡ ዩክሬይንን እዘን ተፈንጨልቲ ሪፓብሊካት ዶነስክን ሉሃንስክን እተኸተመ ስምምዕ ኮይኑ ህጹጽ ምቊራጽ ተዂሲን ርእሰ ምምሕዳርን ምብራቕ ዩክሬይን ኣፍልጦ ምሃቡ ዝፍለጥ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com