Saturday , April 27 2024

ኦዚል ፕረዚደንት ቱርኪ ዓርኺ ርእሲ ብምግባር ስነ ስርዓት መርዓ ፈጺሙ!!

ተጻዋታይ ኢንግሊዛዊት ክለብ ኣርሰናል ሞሲት ኦዚል ፕረዝደንት መበቆል ሃገሩ ዝኾነት ቱርኪ ዓርኪ ርእሲ ኮይኑ ኣብ ዝተረኸበሉ ስነ ስርዓት መርዕኡ ፈጺሙ።

ኦዚል ዘግነት ሃገረ ጀርመን ዘለዎ ኮይኑ ን ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ወኺሉ ብዝሕ ዝበለ ጸወታታት ብምክያድ ተዓዋታ ዋንጫ ዓለም ክኸውን ዝኽኣለ ኣዩ።

እንተኾነ ኦዚል ምስ ፕረዚደንት ጠይብ ኦደጋን ኮይኑ ብምስኣሉ ተሪር ነቕፌታ ጽልእን ካብ ደገፊት ጀርመን ክወርዶ ብምኽኣሉ ብወለንትኡ ጸውታ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ደው ኣቢሉ ።

ጽንብል መርዕኡ ብባህላዊ ጸወታ ሃገር ብምብዓል ፕረዝደንት ቱሪኪ ኤርዶጋን ምስ ስድራቤቱ ከም ዓርኪ ርእሲ ቡዙሓት ፍሉጣት
ሰባት ተረኪቦም ኔሮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com