Wednesday , May 15 2024
Foto: Jessica Gow / TT kod 10070

“A-tractors” ዝተባህላ መካይን ኮተቴ ሓደጋ የስዕባ ምህላወን ተገሊጹ።

“A-tractors” ዝተባህላን ክሳብ 30 ኪሎሜትር ኣብ ሰዓት ክፈጥና ተመሓዪሸን እተሰንዓን መካይን ብብዝሒ ንሓደጋ ትራፊክ ይቃልዓ ምህላወን ተገሊጹ። እዘን መካይን ኮተቴ ዝዝውርወን ኮይነን፡ ኣብ ቀረባ ሳምንታት ጥራይ ኣርባዕተ ሰባት በዚ ሓደጋ ምሟቶም ተፈሊጥ’ሎ። 80% ካብዘን መርመራ እተኻየደለን መካይን “A-tractors” ካብቲ ዝተወሰነለን ፍጥነት ንላዕሊ ክንህራ ዝገብር ናይ ሞተረ ምትዕርራይ ከም ዘለወን ፖሊስ ገሊጾም ኣለው። በዚ ድማ ሓድሽ ሚኒስተር ትሕተ-ቕርጺ ኣብ ጒዳይ ሕጊታት “A-tractors” ንምዝታይ ኣኼባ ጸዊዑ ምህላዉ ተፈሊጡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com