ቲቪ
ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 28 ታሕሳስ 2018
ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 21 ታሕሳስ 2018
መንግስቲ ሩስያ ሽወደናዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ካብ ሃገሩ ከወጽእ ኣዚዙ:: መንግስቲ ሩስያ ንሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ሽወደን ኣብ ሃገሩ፣ ከምዝጠረዘ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ሩስያ ጠቒሱ ኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሓቢሩ። እቲ ኣብ ሩስያ ዝርከብ ኤምባሲ ሽወደን፣ ከም ኣታሼ ጉዳያት ባህሊ፣ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ፣ ብሞይኡ ጋዜጠኛን ዲፕሎማሰኛን ዝኾነ፣ ካለክኒቭለ፣ ምኻኑ ተፈሊጡ። ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፣ እቲ ፍጻመ ሓቂ ምዃኑ …
Read More »