Monday , May 20 2024

ሕብረተሰብን ሕጊ ትራፊክን

ዕድመ ጡረታ ምስ ዝኣረገ ህዝቢ ክውስኽ ተዳልዩ ኣሎ።

ኣብ ሽወደን ዝውለዱ ህጻናት ብቚጽሪ እናወሓደ ሰባት ብዕድመ ዝጸንሑሉ መዋእል ከኣ እናነውሐ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ብዕድመ ዝኣረገ ህዝቢ ዘለዎ መጻኢ፡ ኣብ ዕድመ ስራሕ ድማ ውሑድ ምዃኑ ክኢላታት ይዛረቡ። ነዚ ንምብዳህ ኣብ ግብሪ ክውዕሉ ካብ ዝኽእሉ ኣገባባት እቲ ሓደ ዕድመ ጡረታ ዝያዳ ክናዋሕ ምግባር እኳ እንተኾነ እዚ ግና ኣካታዒ ምዃኑ ኣይተርፎን እዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሉንድ ፕሮፌሰር “ኢኮኖሚክ ዲሞግራፊ” ኪርክ ስኮት …

Read More »

ኤችኤስ፡ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ፊንላንድ ዝርከባ ኣውቶቡሳት ሓሙስ ደው ክብላ ይኽእላ እየን።

ማሕበር ሰራሕተኛታት መጓዓዝያ ፊንላንድ (AKT) ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዝዓበያ ከተማታት ፊንላንድ ኣገልግሎት ኣውቶቡስ ደው ዘብል ኣድማ ክገብር መደብ ከምዘለዎ ሄልሲንጊን ሳኖማት ዝረኸቦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ማሕበር ሰራሕተኛታት ፊንላንድ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣገልግሎት ባቡር ከተማ፣ ሜትሮን ባቡርን ደው ዘብል ኣድማ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ ኔሩ። ኣብ ትራንስፖርት ዞባ ሄልሲንኪ (HSL) ሓላፊ ርክብ ዮሃንስ ላይቲላ፡ እቲ ኣድማታት ብሓንሳብ እንተተፈጺሙ፡ ኣብ ዞባ ርእሰ ከተማ …

Read More »

ሽወደን ደረት ደሞዝ ፍቓድ ስራሕ ክትውስኽ እንከላ – ዴንማርክ ግና ኣውሪዳቶ

መንግስቲ ሽወደንን ሰልፊ ዲሞክራስን ምስ ስደትን ውህደትን ኣብ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝያዳ ምትብባዕ ንምርካብ ብዙሕ ግዜ ንደንማርክ ከም ሞዴል ክርእይዋ እኳ እንተጸንሑ፥ ኣብ ምስሓብ ሰራሕተኛታት ወጻኢ ግን ክልቲአን ሃገራት ናብ ተጻራሪ ኣንፈት እየን ዝኸዳ ዘለዋ። ሽወደን ነቲ ዝተሓተ ደሞዝ ፍቓድ ስራሕ ናብ 80% ናይቲ ማእከላይ ደሞዝ ምዕባያ – መንግስቲ ድማ ናብ 100 ሚእታዊት ከብጽሖ ዕላማ ከም ዘለዎ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ ብኣንጻሩ መንግስቲ …

Read More »

ሕብረተሰብን ሕጊ ትራፊክን- 27-08-2022

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com