Saturday , May 4 2024

ሽወደን ደረት ደሞዝ ፍቓድ ስራሕ ክትውስኽ እንከላ – ዴንማርክ ግና ኣውሪዳቶ

Cropped view of person hands typing on laptop computer

መንግስቲ ሽወደንን ሰልፊ ዲሞክራስን ምስ ስደትን ውህደትን ኣብ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝያዳ ምትብባዕ ንምርካብ ብዙሕ ግዜ ንደንማርክ ከም ሞዴል ክርእይዋ እኳ እንተጸንሑ፥ ኣብ ምስሓብ ሰራሕተኛታት ወጻኢ ግን ክልቲአን ሃገራት ናብ ተጻራሪ ኣንፈት እየን ዝኸዳ ዘለዋ። ሽወደን ነቲ ዝተሓተ ደሞዝ ፍቓድ ስራሕ ናብ 80% ናይቲ ማእከላይ ደሞዝ ምዕባያ – መንግስቲ ድማ ናብ 100 ሚእታዊት ከብጽሖ ዕላማ ከም ዘለዎ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ ብኣንጻሩ መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ መጀመርታ ናይዚ ዓመት ደረት ደሞዝ ኣብ ደንማርክ ክሰርሑ ዝፍቀዶም ወይ ድማ ፍቓዶም ከሐድሱ ዝኽእሉ ሰራሕተኛታት ኣውሪዳቶ’ሎ። ብመሰረት እዚ ምጒዳል እዚ መጠን ካብቲ ዝነበሮ 82% ናይ ማእከላይ ደረኣ ደሞዝ ደንማርክ ናብ 69% ጎዲሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com