Wednesday , May 15 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

ቤት ፍርዲ ማልማ ናይ ሓንቲ እስርቲ ሕቶ ነጺጉ።

እዛ ዕድመ ልክዕ ክትእሰር እተፈርደት እስርቲ ናብ ገምገም ባሕሪ እናኸደት ጽባቐ ባሕሪ ከተስተማቕር ዕድል ክወሃባ እባ ወግዓዊ ሕቶ ኣቕሪባ ኔራ። እቲ ቤት ፍርዲ ነዚ ሕቶ ዝነጸገሉ ምኽንያት ምስ ጸጥታ ዝተሓሓዝ ምዃኑ ብምምልካት ከተምልጥ ትኽእል እያ ኢሉ ከም ዝሰግእ ኣፍሊጡ’ሎ። ዮሃና ሙለር ኣብ 2017 ኣቡኣ ቀቲላ ኣዲኣ’ውን ክትቀትል ብምፍታና ኢያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም እትኣቱ ተጌሩ። ኣብዚ እዋን ዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ …

Read More »

ሰራሕተኛትት ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ክሰናበቱ ምግባር ንናይ ትጽቢት ግዜ ዘየድሊ ምንውሕ ዝፈጥር እዩ ተባሂሉ።

ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ንቤትጽሕፈቱ ብዳግመ ምውቓር ክውድብ ምዃኑን እዚ ድማ ምፍናው ገለ ሰራሕተኛታት ከስዕብ ከም ዝኽእልን ተገሊጹ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ኣብ መንጐ ቆንስልን ዳይረክተራት እቲ በዓልመዚን ድሕሪ ዝረገብረ ኣኼባ እዩ። ቦርድ ምምሕዳር ብርክት ዝበለ ጽገናታት ክገብር ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። ገለ ካብዚ ብኤምባሲን ቆንስላትን ክግበር ዝጸንሐ ናይ መንበሪ ሕቶን ስድራቤት ንምጽንባር ክግበር ዝጸንሐ ምቕባል ምጒዳልን ዝብሉ ይርከብዎም። ብመሰረት ተሌቪዥን ሽወደን እዚ ኣገባብ ነቲ …

Read More »

ፕረሲደንት ሱዳን ነበር ኣልበሽር ብጒዳይ ብልሽውና ንክልተ ዕመት ክእሰር ተፈሪዱ ።

ፕረሲደንት ሱዳን ነበር ኣልበሽር ኣብ ቤቱ ክልተ ሚልዮን ዶላር ከም እተረኽቦን ሎሚ ቀዳም ብጒዳይ ብልሽውና ናብ ቤትፍርዲ ቀሪቡ ምውዓሉን ተገሊጹ። በዚ ድማ ኣብ ተሃድሶ ክልተ ዓመት ክጸንሕን ገንዘቡ ክውረስን ተወሲኑ’ሎ። ብመሰረት ሕጊ ሱዳን ኣልበሽር እተኸሰን ክልተ ጒዳያት እንተበዝሐ ክሳብ 13 ዓመት ከፍርዳኦ ይኽእላ እየን። እንተኾነ ግና ኣልበሽር ዕድሚኡ ልዕሊ 70 ምዃኑ ብምምልካት ነቲ ፍርዲ ክፎኲስ ከም እተገብረ እዩ ተገሊጹ። ኣብቲ …

Read More »

ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ብዓሰርተታት ዝቚጸሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ተገሊጹ።

ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ብዝሕ ዝበለ ኣጽዋርን ዕጸፋርስን ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ምእታዉ ተፈሊጡ። እቲ ስርሒት ሞት ዘይተፈልዮ እኳ እንተነበረ ብሓፈሻ ዕጒባት ምዃኖም ፖሊስ ገሊጾም ኣለዉ። “ኣቐዲሙ ተወጢኑ ንዝጸንሐ ጎነጽ ኣብ ሓጺር ግዜ ምውጋድ ፍጹም ዘይከኣል እዩ” ዝበለ መራሕ እዚ ስርሒት ስቴፈን ሰንቲየስ ይዂንምበር ፖሊስ ጎንውጽ ንምጒዳል ዝከኣሎም ዘበለ ኲሉ ኣብ ምግባር ምህላዎም ሓቢሩ። ንሱ ኣብዚ ስርሒት 40 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር …

Read More »

ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓን ናይ ንኡስ ውላድካ ስእሊ ምልጣፍ ዘይሕጋዊ ክኸውን እዩ ተባሂሉ።

ሽወደን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚራ ብመሰረት ስምምዕ መሰል ህጻናት ው/ሕ/ሃ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓን ስእሊ ውሉዳት ምልጣፍ ዘይሕጋዊ ንምግባር ተዳልያ ኣላ። እዚ ንምትግባር እቲ ሕጊ ይጽናዕ ምህላዉ ድማ ተገሊጹ። ሓላፊት ጒዳያት ቆልዑ ኤልሳቤጥ ዳሕሊን ኣብቲ ውዕል ዘሎ መሰል ህጻናት፣ ወለዲ ስእሊ ደቆም ኣብ ዩትዩብ ኢንስታግራም ፌይቡክን ካልእን ካብ ምልጣፍ ኣይከልከሎም ዘሎ ኢላ።፡ እዚ እገባብ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ትኽእል ኣብ ዝብል ዛጊት …

Read More »

ብዙሓት ኣብያተ ትምህርቲ ሰራሕተኛታተን ጎነጽ ንምውጋድ ዘኽእሎም ኣገባብ ንኽመሃሩ ይገብራ ኣለዋ ተባሂሉ።

ቊጽረን እናበዝሓ ዝኸዳ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ናይ ብረት መጥቃዕቲን ካልእን ጎነጽ ንምክልኻል ዘኽእለን ኣገባብ ስልጠና ሰራሕተኛታት የተኣታትዋ ኣለዋ። ተሌቪዥን ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ዳህሳስ ኣብ ሰለስቲአን ዓበይቲ ከተማታት ሽወደን (ማለት ስቶክሆልም፥ ዮተበሪን ማልምን ) ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ኣስገዳዲ ናይ ምክልኻል ስልጠና ይወሃብ ምህላዉ ኣረጋጊጻ’ላ። ኣብ ጽድያ 2015 ኣብ ቶልሃታን ቤት ትምህርቲ ክሮናን ድሕሪ ዘጋጠመ ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ብርክት ዝበላ ኣብያተ ትምህርቲ እዚ …

Read More »

ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ብሰንኪ ብዝሒ ኡስራት ናብ ግርጭት የመርሕ ኣሎ ተባሂሉ።

ኣብ ሓደ ካብ ኣዝዮም ብጽኑዕ ዝበሃሉ ኣብያተ ማእሰርቲ ሽወደን ብሰንኪ ጻዕቂ ኣብ መንጐ እሱራት ግርጭት የጋጥም ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብዚ ግዜ ዳርጋ ኲሉ ኣብያተ ማእሰርቲ ሽወደን መሊኦም እዮም ክበሃል ይከኣል። በዚ ድማ ብፍላይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኩምላ ካባቢ ኤረብሮ ዘሎ ቤት ማእሰርት ዓቕሙ 420 ክንሱ ሕጂ ግን ኣስታት 460 እሱራት ሒዙ ኣሎ ከምእውን ካብ ሓደ ንላዕሊ ሰብ ክኣትዎ ይግበር ምህላዉ ተፈሊጡ። …

Read More »

ብዓይነቶም ፍሉያት ዝኾኑ ሓለውቲ ordning vakt ክዋፈሩ ሙዃኖም ተሓቢሩ።

ብዓይነቱ ናይ መጀመሪያ ምዃኑ ዝተነግረሉ ኣብ ትሕቲ ዞባዊ ምምሕዳራት ተቖጺሮም ዝሰርሑ ኣኽበርቲ ስርዓት ማለት ordning vakt ኣብ ገለ ክፋል ቦታታ ስቶክሆልም ካብ ዝመጽእ ዘሎ ዓመት ናብ ሓለዋን ምኽባር ሕግን ከምዝዋፈሩ ራዲዮ ሽወደን ኣብ ናይ ትማሊ ማዓልቲ ጸብጻቡ ሓቢሩ። በዚ መሰረት ኣብ ንኡስ ዞባ ያርቫ ማለት ኣብ ሪንኪቢ ሁስቢን ኣካላን ስርሖም ከምዝጅምሩ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። እቶም እክበርቲ ሕግን ስርዓትን ማለት ordning …

Read More »

ናይ ጊዜ ገደብ ኣብ ምቕይያራት ኣሰራርሓ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ተናዊሑ።።

ናይ ጊዜ ገደብ ኣብ ምቕይያራት ኣሰራርሓ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ተናዊሑ። ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስትን መሻርክቱ ሰልፍታትን ዝኮና ሰልፊ ሰንተርን ሊበራልን ን ናይ ግዜ ገደብ ምምሕያሻት ቤት ጽሕፈት ዕዮ ካብ 2021 ናብ 2022 ከምዝተናወሓ ሚኒስትር ዕዮ ኤፋ ኖርድማክ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። እዚ ድማ ነቲ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ኣብ ምዕማም ለውጥታቱን ኣብ ኣሰራርሑን ሓጋዚ ሙካኑ ትሕብር። ብተወሳክውን ለውጥታት ኣብ ቤት …

Read More »

Swedish News on Tigrgna ሽወደን ብትግርኛ 6/12/2019

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com