ስምምዕ መሰል ህጻናት፡ ንኹሎም ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ህጻናት፡ መሰል መንበሪ ፍቓድ ንኽረኽቡ ዝውስን ኣይኮነን ክብል በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን ኣብ ኤሌክትሮኒካዊ መርበብ ሓበሬትኡ ኣብሪሁ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ብዙሓት ሰባት፡ ነቲ ኣቐድም ኣቢሉ፡ ንጉዳይ ይግባያት ዝከታተል ቤት ፍርዲ ኢሚግሬሽን፡ ንስምምዕ መሰል ህጻናት ምርኩስ ብምግባር፡ ንሓደ ካብ ሽወደን ንኽወጽእ ተዳልዩ ዝነበረ ወዲ 14 ቆልዓ፡ ካብ ምብራር ኣድሒኑ፡ መንበሪ ፍቓድ ንኽወሃቡ ድሕሪ …
Read More »ኢመግረሽን
Harmony Media News 15-02-2021
ኣመሪካ ነቶም ኣብ መክሲኮ ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቚባ ብዘገምታ ናብ ሃገራ ከተእቱ ምዃና ገሊጻ።
ኣብ መክሲኮ ተዓቚቦም ኣብ ምጽባይ ዝነበሩ ዓሰርተታት ሓተትቲ ዕቚባ ቀስ ብቐስ ናብ ኣመሪካ ከእቱ ምዃኑ ምምሕዳር ባይደን ገሊጹ። ካብ ዝመጽእ ሰሙን ጀሚሩ ነቶም ንጡፍ ሕቶ ዘለዎም 25 ሽሕ ስደተኛታት ጒዳዮም ኣብ ምምስራሕ ከም ዝርከብ ድማ ገሊጹ። እዞም ሓተትቲ ዕቚባ ፈለማ ምምዝጋብን ካብ ኮቪድ 19 ናጻ ምዃኖምን ምርግጋጽ ከም ዘድልዮም ድማ ተገሊጹ። እዚ ተበግሶ ነቲ ብ ፕረሲደንት ነበር ዶናልድ ትርምፕ ዝተወስደን …
Read More »Harmony Media News 12-02-2021
ዜና መጽሔት. 11 ለካቲት 2021
መንግስቲ ሽወደን፡ ናይቶም ብዘይ ስድራ ቤቶም ዝመጹ ስደተኛታት ዝምልከት እማመ የቕርብ
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ፡ ሚኒስተር ፍትሒ ሽወደን፡ ሞርጋን ዮሃንሰን፡ ነቶም ብዘይ ስድራ ቤቶም ናብ ሽወደን ዝመጹ’ሞ ሕቶ ዑቕበኦም ዝተነጽጉ ቆልዑ ብዝምልከት፡ ኣብ ሽወደን፡ ብCSN እናተደገፉ ትምህርቶም ዝከታተሉን ብድሕሪኡ ድማ ንሓደ ዓመታት ኣብ ስራሕ ምስ ጸንሑ ድማ ነባርነት ክወሃቦም ዝብል ውሳኔ ዝነበረ፡ እቲ ግዜ ናብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ክጎድል ዝብል እማመ ንዘተ ቀሪቡ ከምዝነበረ ይዝከር። ይኹን እምበር፡ እዚ እማመ ብሰልፍታት ሶሻል ዲሞክትራትናን …
Read More »Harmony media News 05/02/2021
Harmony Media ዜና መጽሔት 04 ለካቲት 2021
ዴንማርክ ንዜጋታት ናይ ኮሮና ፓስፖርት ተውጽኣሎም
መንግስቲ ዴንማርክ፡ ዜጋታቱ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝግልገልሉ ፡ዲጂታላዊ ናይ ኮሮና ፓስፖርት፡ ከውጽኣሎም ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ፓስፖርት ኣብ ዝቕጽላ ሰለስተ ወይ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክዳሎ ምዃኑ ዝገለጸ ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር፡ ዴንማርካውያን ኣብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት፡ በቲ ሳንድሄድ ዶት ዲ ኬይ (sundhed.dk) ዝተሰምየ መርበብ ሓበሬታ ኣቢሎም ክትባት ምርካቦምን ዘይምርካቦምን መርተዖ ከቕርቡ እዮም። እዚ ፓስፖርት፡ ኩነታት ክትባት ናይቲ ወናኒ ዝሕብር ኮይኑ፡ ኣብ …
Read More »ውጽኢት መርመራ ኮሮና ንገያሾ፡ ንመስርሕ ምቕባል ሓተቲ ዑቕባ ክዕንቅፍ ተኽእሎ ኣሎ ተባሂሉ
ናብ ሽወደን ዝበጽሑ ገያሾ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ ኮሮና ዝሕብር ምስክር ወረቐት፡ ከርእዩ ከምዝግባእ ዝብል እማመ ናብ መንግስቲ ቀሪቡ ከምዘሎን በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሸወደን ድማ ነዚ ተበግሶ ብኣወንታ ሪእይዎ’ ኳ እንተሃለወ፡ መንግስቲ፡ ብፍሉይ ዝርእዮም ኩነታት ክህልዉ ይግባእ ከምዝበለ፡ ሚኒስተር ውሽጣዉ ጉዳያት ሽወደን፡ ሚካኤል ዳምቤሪ፡ ሓቢሩ። እንተበዝሐ ናይ 48 ሰዓታት ዕድመ ዘለዎ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ ኮሮና ዝሕብር ምስክር ወረቐት ምቕራብ፡ ነቶም ኣህጉራዊ …
Read More »